ስፓርት

ስፓርት

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ኣብ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ልኡኽ ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወይዘሮ ሸዊት ሻንካ ኣብ ፓሪስ ዝካየድ መበል 17 ውድድር ፓራሊምፒክ ንዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣበረታቲዐን። ወይዘሮ ሸዊት ኣብቲ እዋን÷ እቲ ሚኒስቴር ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ስፖርተኛታት ዓቒሚ ብዝፈቐዶ መጠን ኣብ እዋን ምፍናውን ኣቀባብላን ኣብ ጎኖም ከምዝኸውን ብምግላፅ ብዓወትን ብሰላም ንኽምለሱ ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ብግደኦም÷ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ስፖርት ፓራሊምፒክ ብትኹረት ከምዝስራሕ ምግላፆም ካብቲ…
Read More...

ኣብ መፈለምታ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕፃ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመት 2017 ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ መፈለምታ ሰሙን መቐለ 70 እንደርታ ምስ ሃድያ ሆሳእና፣ ባህርዳር  ከተማ ምስ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ፣ ስሑል ሽረ ምስ ኣዳማ ከተማ፣ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ምስ ወላይታ ዲቻ፣ ኣርባምንጭ  ከተማ  ምስ ድሬዳዋ  ከተማ፣…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ኒውዮርክ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ክዕወት ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣትሌት ታምራት ኣብ 2023 ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ኒውዮርክ ክብረ ወሰን ብብሕያሽ ምዕዋቱ ይዝከር። ኣብቲ ውድድር ሐዚ አወን ሓዱሽ ክብረወሰን ንምምዝጋብ ከምዝጎዪ ገሊፁ። ካብ 1970 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ዝካየድ ዘሎ…

ኣብ ፕሪሚየር  ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን  2 ን 0 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ኢፕስዊች ታውን 2 ን 0 ተዓዊቱ። ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ሞሃመድ ሳላህን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ተዓዊቱ። ሰዓት 11 ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ፥ ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ ክጋጠሙ ኢዮም።

ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍርካ ዋና ቤት ዕዩኡ ኣብ ፓርክ ሓድነት ሎሚ ኣመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምርቓት ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ኢያሱ ወሰንን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም። እተን ሚኒስትር፥ እቲ ቤት ዕዮ ኣብ ኢትዮጵያ ምኽፋቱ ማሕበራዊ፣…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2024/2025 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ፉልሃም ፈላማይ ፀወታ መርሃ ግብሪ ውድድር እዚ ዓመት ክገብራ ኢየን። ፅባሕ ድማ፥ ኢፕስዊች ምስ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል ምስ ወልቭስ፣ ኢቨርተን ምስ ብራይተን፣ ኒውካስል ምስ ሳውዝሃምፕተን፣ ዌስትሃም…

ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ። በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል…