ስፓርት

ስፓርት

ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ከምዘይሳተፍ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና…
Read More...

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ግላስኮ ኣምሪሑ። መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 መጋቢት 2024 ኣብ ግላስኮ ከምዝካየድ ይፍለጥ፡፡ ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ንዝካፈል ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ቀትሪ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ውሽጢ ገዛ ስኮትላንድ ብ14 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብመሰረት እዚ ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ፅጌ ዱጉማ እንትካፈላ ወርቅነሽ መሰለ ብተተካኢነት ተታሒዛ ኣላ። ከምኡ እውን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ፣ ድርቤ ወልተጂን ብርቄ ሓየሎምን…

ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ ሜትሮ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። 6ይ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ቱኒዚያ ሃማማት ምክያድ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 6 ኪሎ ሜትሮ ሰገናት ደቂ ኣንስትዮ÷ ሮቤ ዳዲ 1ይቲ፣ የኔነሽ ሽመክት 2ይቲ…

6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ውድድር ጉያ ሃገር ኣቋራፂ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ምክያድ ክጅምር ኢዩ። እቲ ውድድር ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ እንትኃን÷ ንመበል 6ይ ግዘ ኣብ ቱኒዚያ ከተማ ሃማማት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ለካቲት ጀሚሩ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ14 ደቂ ኣንስትዮን 14 ደቂ…

ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክልተ ውድድራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ንኽተተኣናግድ ብማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ከምዝተሓረየት ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካዶ ጉባኤ ኢዩ ኢትዮጵያ እቶም ውድድራት ንኽተተኣናግድ ከምዝተመረፀት ዝሓበረ፡፡ ብመሰረት…

ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ፓሪሴንት ዥርሜይ ኪሊያን ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ሪያል ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ፡፡ ወዲ 25 ዓመት ፈረንሳዊ ምባፔ÷ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ፒ ኤስ ጂ ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ዘይራኸባ እንተኾይነን ኣብቀረባ እዋን ንማድሪድ ክታም ኩንትራት ከምዘንብር ትፅቢት ይግበር፡፡ ምስ…