ስፓርት
ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንትካየዱ ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ስሎቫን ብራቲስላቫ ምስ ኤ ሲሚላን ከምኡ እውን ስፓርታ ፕራግ ምስ ትሌቲኮ ማድሪድ ክፃወታ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት 5 ድማ ኣብ ኣሊያንዝ ኣሬና ባየርንሙኒክ ምስ ፒኤስጂ ከምኡ እውን ኣብ ስታዲየም ኢስታዲዮ ጆዜ ኣልቫላዴ ፖርቹጋላዊት ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት…
Read More...
ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡
ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡
ይኹን እምበር ኣብ ሊቨርፑል ንኽፀንሕ ዝኾነ ዓይነት ሕቶ መናውሒ ውዕሊ ከምዘይቀረበሉ…
ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ።
ብኣሰናዳእነት ናይጀሪያ ኣብ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ 2ይ ፌስቲቫል ስፐርት ሓይሊታት ጦር መላእ ኣፍሪካ እናቐፀለ እንትኸውን÷ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ጋንታ ስፖርት መቻል ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ውድድር እናተሳተፈ ይርከብ፡፡…
ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡
ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷ ንሳውዝሃምፕተን ካብ ስዕረት ዘየድሓና ሸቶታት ድማ ኣርምስትሮንግን ማቲያስ…
ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እውን እንትቕፅሉ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕ ሰዓት 11 ሰዓት ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ክትገጥም ኢያ፡፡
ብተመሳሳሊ…
ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ማውንቴን ሎሚ ሓሙስ ቐፂሉ ተኻይዱ።
እቲ ውድድር፥ 85 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ማውንቴን ደቂ ተባዓትዮ ብሰዓት 34.24 ኪሎ ሜትር ዝተሓንበቡ እንትኾኑ፥ ተቐዳዳማይ ጋንታ ራይት ማይ ዓዲግራት ብሽክሌተኛ ኣዶናይ ፊሊሞን ተዓዊቱ።…
ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ንሸቶ ዝኾኑ ናይ መወዳእታ ኩዕሾ ኣመዓራርዩ ብምሃብ ክብረወሰን ተማቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ሃገራዊ ጋንታ ፀወታት 58 ንሸቶ ዝኾና ናይ መወዳእታ ኩዕሾታት ኣመዓራርዩ ብምቕባል ምስ ነበር ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ላንደን ዶኖቫን ክብረወሰን ተማቒሉ፡፡
ሜሲ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ንፔሩ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ንወዲ ጋንትኡ ላውታሮ ማርቲኔዝ ሸቶ ዝኾነት…