ስፓርት

ስፓርት

ናይ መወዳእታ ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ተፃዋታይ ጋንታ ብራይተን ሆቭ ኣልቢዮን ኮትዲቯራዊ ሲሞን ኣዲንግራ ካብ ሞንጎ እቶም ሕፁያት ሓደ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ሃገሩ ኮትዲቯር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ጥሪ ኣሰናዲኣ ኣብ ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዘደንቕ ብቕዓቱ ከምዘርአየ ተላዒሉ፡፡ ካሊእ ሕፁይ ድማ ወዲ 28 ዓመት ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒን ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድን ሴርሁ ጉራሲ እንትኸውን÷ ኣብ ዘበን ውድድር 2023/24 ቡንደስሊጋ…
Read More...

ስዑዲ ዓረብ ንፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 2034 ዓ.ም.ፈ 5 ትሪሊየን ዶላር ሰሊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ 2034 ዓ.ም.ፈ ንእተሰናድኦ ፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 5 ትሪሊየን ዶላር ባጀት ከምዝሰለዐት ገሊፃ። ነቲ ውድድር 10 ዓመታት ናይ ምድላው እዋን ዘለዋ እታ ሃገር ካብ ብሐዚኣ ብዙሓት ተግባራት ትዓይይ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ካብ መንጎ እቶም ተግባራት ነቲ ሓፈሻዊ ምድላው ዝመርሕ ልዑል ኮሚሽን ምጥያሽ ከምዝኾነ…

ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ከምዝተሓረየት ላዕለዋይ ሓላዊ ዓለም ለኸ ማሐበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ፅዋዕ ዓለም 2030 ሰሜን ኣፍሪካዊት ሞሮኮ፣ ስፔንን ፖርቹጋልን ብሓባር ከምዘሰናድአኦ ተገሊፁ፡፡ መበል 100 ዓመት እቲ ውድድር ምኽንያት ብምግባር ድማ ሰለስተ ፀወታታት ኣብ…

ጋንታታት መቻልን ኢትዮጵያ መድንን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ኢትዮጵያ መድን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ ብዘይምምዝጋበን ፀወተአን ብዘይ ምንም ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን፡፡

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ  ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ስሎቫን ብራቲስላቫ ከምኡ እውን ሊል ምስ ስትሩም ግራዝ ክራኸባ ኢየን፡፡…

ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ መርሃ ግብሪታት እቲ ሊግ፤ ሌስተር ሲቲን ብራይተንን ክልተ ማእረ እንትፈላለያ÷…

ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ። ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ። ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ ፀወታታት 35 ነጥብታት ብምውህላል ነቲ ሊግ ዝመርሕ ዘሎ እንትኸውን፥ ኤቨርተን…