ስፓርት

ስፓርት

ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ። ንኣርሴናል ዘተኣናገደት ፉልሃም ክትምራሕ ድሕሪ ምፅናሕ 2 ን 1 ክትዕወት ክኢላ። ጋንታ ፉልሃም ንኽትዕወት ራኡል ሄሜኔዝን ኮርዶቫ-ሬይድን እንተመዝግቡወን÷ ብሕታዊት ሸቶ ኣርሴናል ድማ ቡካዮ ሳካ ኣብ መበል 5ይ ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ። ኣብ ካሊእ ፀወታ ንጋንታ ርንማውዝ ዘተኣናገደት ቶተንሃም ሆትስፐርን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ። ሳር ኣብ መበል 9ይ…
Read More...

2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ነይሩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ከምዝነበረ ኣትሌቲክስ ዓለም ገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ክብረ ወሰን እቲ ርሕቐት ክልተ ግዘ ከምዝተሰበረ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ካብ 10 ናይ ኩሉ ግዘ ቅልጡፋት ሰዓታት አቶም ሽዱሽተ ኣብዚ ዓመት ዝተመዝገቡ ከምዝኾኑ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ፕሮፌሽናል ብሽክለተኛ ፅጋቡ ገብረማርያም ካብ ቅድድም ብሽክለታ ክሰናበት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚ ጋንታ ጄይኮ ኣልኡላ ፅጋቡ ገብረማርያም ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ካብ ቅድድም ብሽክለታ ይሰናበት ምህላው ተገሊፁ። ሓደ ካብ ኣዝዮም ህቡባት ኣፍሪቃውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ዝኾነ ፅጋቡ፥ ንልዕሊ 10 ዓመት ምስ ዝተፈላለያ ዎርልድ ቱር ጋንታታት ክወዳደር ዝፀንሐ እዩ። ፅጋቡ ካብ ቅድድም…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡ ሸገር ደርቢ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 29 ሕዳር ክካየድ ዝነበረ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም ሆትስፐርን ብራይተን ኤንድ ሆቭ ኣልቢዮን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብተወሳኺ ብራይተን 4 ን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት  ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ከምኡውን ቶተንሃም ምስ ብራይተን ዝገበርኡ ፀወታታት ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣርሰናል ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ምሽት ሰዓት 5፡15 ዝግበር እንትኸውን፥ ኣርሴናል ኣብቲ ፀወታ ልዕልነት ብምርካብ መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ ካብ ሊቨርፑል መሊሶም…

ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ ቦታ ለውጢ ኣይተገበረሎምን፡፡ ብምዃኑ ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዘለዉ…