ስፓርት
ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡
እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ ትፅቢት ይግበር፡፡
ኣሰልጣኒ ዌስትሃም ዴቪድ ሞይስ÷ እታ ጋንታ ኣብ ዝሓለፉ 9 ፀወታታት ሓደ ግዘ ጥራሕ ምዕዋታን ካብ ውድድር ዩሮፓ ሊግ ወፃእ ምዃናን ስዒቡ ፅዕንቶ በዚሑዎም ፀኒሑ ኢዩ፡፡
ኣብዚ ክረምት ውዕሊ ኮንትራቶም ዝዛዘም ዴቪድ ሞይስ÷…
Read More...
ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሳለጠ ማራቶን ፕራግ ማራቶን ተዓዊቱ።
ኣትሌት ለሚ 02፡08፡45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድሩ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ።
ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትመንድን ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ክጋጠማ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ቦርሺያ ዶርትመንድን ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወተአን ሎሚ ምሸት ከካይዳ ኢየን፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ዶርትመንድ ሲገናል ኤዱና ፓርከ ዝካየድ እንትኸውን÷ ናይ መልሲ ፀወታ ድማ ኣብ ፓሪስ ፓርክ ደ ፕሪንስ ክካየድ…
ጋንታታት ትግራይ ካብ 2017 ጀሚረን ቅድሚ ኲናት ናብ ዝነበረኦ ሊግ ተመሊሰን ንኽወዳደራ ውሳነ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ክልል ትግራይ ካብ 2017 ጀሚረን ቅድሚ ኲናት ናብ ዝነበረኦ ሊግ ተመሊሰን ንኽወዳደራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ፥ ጋንታታት ክልል ትግራይ ካብ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ሙሉእ ብሙሉእ ቅድሚ ኲናት…
ሎሚ መዓልቲ ምሸት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ውሮፓ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝካየድ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ውሮፓ ጋንታታት ባየርን ሙኒክን ሪያል ማድሪድን ክነሓንሓ ኢየን፡፡
ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4:00 ጀሚሩ ኣብ ሜዳ ባየር ሙኒክ ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን÷ ናይ መልሲ ፀወታ ድማ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ሳንትያጎ ቤርናባው…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ማድሪድ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ተዓዊቶም።
ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ምትኩ ጣፋ 2 ሰዓትን 8 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ።
ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።
ብደቂ ኣንስቲዮ፥ ቦንቱ በቀለ ካልኣይ፣ ቀበና ጫላ ሳልሳይ ደረጃ…
ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ሰዓት 12:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተጫወተት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ወሳኒ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ።
በዚ ድማ ሓደ ተስተኻኻ ፀወታ እናተረፋ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኣርሰናል ዘለዋ አፈላላይ ነጥቢ…