ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መልላእ ዓለም በዓል ልደት ንዘኽብሩ ስድራታት ኢትዮጵያ ብሙሉኦም ርሑስ በዓል ንክኾነሎም ተመኒዮም።

እዚ እዋን ዘዘክረና ፅሰናይ ተግባር ዶብ ተሳጋሪ ከምዝኾነን ተስፋ ብሓባር ምህናፅ ከምእንኽእልን ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም።

በዓል ልደት ሎሚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment