ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ማዳ ባዮ (ዶ/ር)ኣዶ መንበር ትካል ቀዳማዊት እመቤታት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን።
ቀዳማዊት እመቤት ኣንጎላ ዲኣስ ላውሬንኮ ድማ ምክትል ኣዶ መንበር ብምዃን ተመሪፀን።
ቀደማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንዝተመረፃ ሓደሽቲ ቀዳማዊት እመቤታት መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለክን ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈተን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡