ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ቡሩንዲ ኣንጀሊን ንድይሺሚዮን ተዛትየን።
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፍኦ መልእኽቲ፤ ቀዳማዊት እመቤት ቡሩንዲ ንዕላዊ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመፅእሉ እዋን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢለ ዑደት ገይርና ኢለን።
ኣብ ዝነበረና ፃንሒት ኣብ እንሰርሖም ሓራዊ ስራሕቲን ቀፃሊ ምትሕብባር ዙርያን ፍረ ዘለዎ ዘተ ኣካይድና ክብላ ገሊፀን።