ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን መበል 1ሺሕን 447በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ንኹሎም ተኸታተልቲ እምነት እስልምና ርሑስ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ይግበረልኩም ኢለን።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment