ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኢብራሂም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ዑደት ገይሮም፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳቶ ሴሪ ኣንዋር ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ኣብ ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስን ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ተዛሪበን፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ርእሰ ከተማ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሩዎ ፃንሒት ዕዉት ንኽኸውን እውን ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!