ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዝገብራ ዘለዋ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ኣብ ቤት ፅሕፈተይ ብምቕባል ኣብ ዝተፈላለዩ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዘቲና ኢሎም።

Comments (0)
Add Comment