ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን  ጁአዎ ሎሬንቾ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓበራዊ ባህጊታትና ጠመተ ዝገበረ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዘተ ኣካይድና ኢሎም።

ንኣህጉራዊ ምዕባለ ዘለና ቅዋም ፅኑዕ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment