ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ዝግበር ዘተ መዛዘሚ ዝኾነ ካብ ሚዲያት ህዝብን ውልቀን ምስ ዝተውፃእፅኡ ሞያተኛታት ምዝታዮም ገሊፆም።

እቲ ዘተ ኣብ ኢንዱሰትሪ ዘለዉ ፍሉያት ዛዕባታትን ብድሆታትን ዝዳህሰሰ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ኢዲያ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኢትዮጵያ ንህዝቢ ብምፍላጥ፣ ዘተታት ብምምዕባልን ብሄራዊ ስጉምቲታት ዕብየት ብምድጋፍን ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢሎም።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment