ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሰብ ሙያ ጥዕና ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ምስ ሰብ ሞያ ጥዕና ዘቲና ኢሎም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዕድላትን እወንታዊ ስጉምቲታትን ኢሉ እውን ክፍተታትን ብድሆታትን ከምዝተዳህሰሱ እውን ኣገንዚቦም።