ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንሓወይ ኣሊኮ ዳንጎቴ ተቐቢለ ኣዘራሪበ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ድልየታት ንምምላእ ዘኽእሉ ስልታዊ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዘቲና ክብሉ እውን ገሊፆም።

ዘሎ ምትሕብባር ንቐፃሊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዘለዎም እምነት ተዛሪቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment