ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራን ዝለዓሉ ጉዳያት ብምድማፅን ንትልሚ ስራሕና እታወት ዝኾኑ ሓሳባት ብምውሳድ ዘተ ገይርና ኢሎም፡፡

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment