ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ዋና ፀሓፊ ሎሚ ንግሆ ተራኺብና ኢሎም።
ኣብ ዘትኦም ፈለማ ዝውሃቦም በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያት ሃናፂ ዘተ ምክያዶም ገሊፆም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!