ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡
እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ ልምዓት ክህልዎን ተገይሩ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
በዓል ሰለስተ ደብሪ ዝኾነ ቤተ መፃፍቲ እመርታ ንተጠቀምቲ ዝስማዕማዕ ኣየር ድሬዳዋ እናረኸቡ ንኽግልለገሉ እውን ናይ ቴራስ ቦታ ከምዝተሰናደአሉ ተሓቢሩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!