ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን (World Atomic Week) ንምስታፍ ሩሲያ ምእታዎም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የረድእ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም