ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ከተማ ጅግጅጋ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ን ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ክልል ሶማል ከተማ ጅግጅጋ ኣትዮም።
ኣብቲ ዑደቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስትን ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ዲሞክራሲ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህን ተረኺቦም።
ኣብ ክልል ዝገብርዎ ፃንሒት ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ስራሕቲታት ልምዓት ዑደት ከምዝገብሩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Facebook FBC Tigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment