ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕህበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊት ሕቡራት መንግስታትን ዳይሬክተር ዩኤንዲፒ ዞባ ኣፍሪካን ኣሁና ኢዚያኮንዋ እንኳዕ ብደሓን መፅኣ ኢሎም።
ዩኤንዲፒ ኣብ መላእ ኣህጉር ኣፍሪካ መካተቲ ልምዓት ንምድንፋዕ፣ ንህንፀ ሰላምን ፅናት ዘለዎ ጥንኩር ምትሕብባር ኣዚና ንንእድ ክብላ ኣፅንኦት ሂበን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!