ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ማሳድ ቡሎስ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮ ስቴት ዲፓርትመንት ኣሜሪካ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ዝኾኑ ማሳድ ቡሎስ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ረኺበ ሰፊሕ ኣድማስ ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ተዛቲና ኢሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment