ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ጀርመን ጆኣን ዋድፉል ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምስቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ትብብር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትርጉም ዘለዎ ዘተ ኣካይድና ኢሎም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment