ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ኩ ዶንግዩ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ምዝታዮም ገሊፆም።

ጉባኤ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምረሉ ዕለት ናይ ፋኦ ዋና ዳይሬክተር ኩ ዶንግዩ ዳግማይ ናብ ኢትዮጵያ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ኢሎም።

ብዘላቕነት ልምዓት ግብርናን ውሕስነት ምግብን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፋኦ ናይ ኢትዮጵያ ቁልፊ መዳርግቲ ኮይኑ ምቕፃሉ ኣገንዚቦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment