ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሃሙድ ተዛቲዮም፡፡

ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታ እንኳዕ ብደሓን መፅኡ” ክብሉ እውን ነቶም ፕሬዚዳንት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዓብዪ መሰረት ዘለዎ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ዲፕሎማሲያዊን ምትእስሳር ዝካፈላ ሃገራት ከምዝኾና ሓቢሮም፡፡

ይህንን የሀገራቱን ትስስር ይበልጥ ለማጠናከር መሥራታቻንን እንቀጥላለንም ነው ያሉት፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook www.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment