ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዘተ ኣካይዶም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ሎሚ ንግሆ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር ማያርዲት ኣብ ቤት ፅሕፈት ተቐቢለ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዘራሪብና” ኢሎም።
ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ሓበራዊ ቅድሚት ዝውሃበሎም ጉዳየት ብዝምልከት ዘተ ምክያዶም ገሊፆም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!