ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊ፣ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኣብ ክልተኣዊ ርክብን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ስራሕቲ ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ምህዳር ኢኮኖሚ ስዒቡ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ተዛቲዮም፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment