ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ቻፖ ዘትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎኒ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስቶም ፕሬዚዳንት ክልተኣዊ ጉዳያት ዘተ ኣካይድና ኢሎም፡፡
ኣብ ዘተኦም ኣብ ልምዓት ከተማን ሕርሻን፣ ሰላምን ድሕንነትን ሓዊሱ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦም መዳያት ዝለዓለ ምትሕብባር ዝግበረሎም ዕድላት ንምፍላይ ዝዓለመ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!