ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ተቐቢለ ተቐቢለ ዕዉት ዘተ አካይድና።
ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ኢትዮጵያን እስራኤልን ብምርኣይ ኣብ ሓበራዊ ጠለባትና ብምድራኽ ምትሕብባርና እነዕብየሎም መገዲታት ተመልኪትና ክብሉ ሓቢሮም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!