ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ሃኖይ እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ዓብዪ ዘበናዊ ከተማ (ስማርት ሲቲ) ዑደት ገይሮም።

እዚ ድማ ንስራሕቲ ልምዓት ከተማ ኢትዮጵያ ዝኸውን ተሞክሮ ናይ ምቕሳም ተግባር ኣካል ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ዑደት ዝበለፁ ዓለም ለኸ ተሞክሮታት ብምውሳኽ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየዱ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ዘበናዊ ከተማ ንምድንፋዕ ዘሎ ድሌትን ፃዕሪን ዘርኢ ኢዩ ተባሂሉ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment