ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡

ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment