ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም።

እቲ ዑደት ቅርሲ ኣብ ምሕላው ባህላዊን ዓለም ለኸ ዋጋ ዘመላኸተን ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ትምህርቲ ዝሃበ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተረኸበ ሓበሬታ ገሊፁ።

ድሕሪ 2019 ከ.ኣ.ፈ ዝበፅሐ ሓደጋ ሓዊ ዝተገበሩ ስራሕቲ ሓለዋ ፈረንሳይ ታሪካዊ ምልክታታ ሓልያ ንመፃኢ ወለዶ ንምፅናሕ ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ዘርእዮ እዮም።

ካብ ላሊበላ ክሳብ ውቄር ኣብያተ ክርስቲያናት ክሳብ ጎንደር ፋሲለደስ ክሳብ ኣባ ጅፋር ጅማ ቤተ መንግስቲን ብዙሓት ቅርሲታት ተወዳዳሪ ዘይርከቡሎሞ ሃፍቲ ታሪክን ባህልን ከምዘለዋ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገርና ሓለዋ ቅርስን ሕድሳትን ቅድሚት እትህበሎም ብዙሓት ፀጋ ኣለውዋ።

ቱሪዝም ንምስፋሕፋሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀንዲ ጠመተ ዝተውሃቦ ኣጀንዳ ሪፎርም ኢኮኖሚ ካ ሓሙሽተ ዓንዲታት እቲ ሓደ ኾይኑ ይስረሐሉ ከምዘሎ ሓበሬታ እቲ ቤት ፅሕፈት ይሕብር።

ዓለም ለኸ ፅቡቕ ተሞክሮ ብምምሃር ኢትዮጵያ ብባህል ሃፍቲ ቅርሳ ኣብ ምሕላውን ቀፃሊነት ዘለዎ ስራሕ ፃዕራ ኣጠናኺራ ክትቕፅል እያ ክብሉ ገሊፆም።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment