ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታውን ባህላውን ስነ-ስርዓት ብዓብዩ ድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ትማሊ በዓል መስቀል ብዓብዩ ድምቀትን ብስነ-ስርዓትን ብሰዓብቲ እምነት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ምኽባሩ ይዝኸር፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!