በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ ሰዓት ሰዓት 9 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡

ብምዃኑ ድማ ነበርቲ እታ ከተማ ኣብቲ ጉዳይ ግቡእ ሓበሬታ ንኽህለዎም ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣገንዚቡ፡፡

Comments (0)
Add Comment