በዓል ኣዳብና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣዳብና ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ፓርክ ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።

ኣዳብና ብማሕበረሰብ ጉራጌ ካብ 16 መስከረም ክሳብ 5 ጥቅምቲ ዝኽበር ኢዩ።

መናእሰይ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ትውፊታት ዘኽብርዎ በዓል ከምዝኾነ አወን ተገሊፁ።

ናይቲ ማሕበረሰብ ባህላዊ መግለፂታት ካብ ዝኾኑ ባህላዊ ክብሪታት ሓደ እነትኸውን፥ ናይ ነፃነትን ዝተጠፋፍኡ ፈተውቲ ዝራኸብሉን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment