በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተኻይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተካይዱ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት ክዛዘም ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን።
ኣብቲ በዓል መራሕቲ ሃይማኖት፣ሓይልታት ፀጥታ፣ ህዝበ ሙስሊምን ከምኡ እውን ንሓፈሻዊ ነበርቲ እታ ከተማ ንዝገበርዎ ኣበርክቶ ኣመስጊነን።
Comments (0)
Add Comment