ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያ ዝተርኣየሉ መድረኽ ኣብ ስዑዲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንፈላመማእዋን ኣብ ሪያድ ሲዝን መርሃ ግብሪ 2025 ተሳቲፋ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)፥ እቲ ዓለም ለኸ ምድላው ንኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት ዝህባ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብቲ መድረኽ ባህላን ክብራን ንዓለም ብምርኣይ ኣፍሪካ እተፀውዐሉ ዓብዪ ኣህጉር ዘቋርፅ ድልድል ከምዝኾነ ኣረዲኦም።

ኣብቲ መድረኽ፥ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ሳዕስዒታትን ኣልባሳትን ኢትዮጵያ ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥ ዕድል ከምዝተፈጠረ እውን ኣረዲኦም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment