ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።

ጋንታ ባህርዳር ዝተዓወተትለን ሸቶታት ግርማ ዲሳሳን ቸርነት ጉግሳን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ፀወታ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን መቻልን እናተፃወታ ይርከባ፡፡

Comments (0)
Add Comment