ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ።
ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ።
እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት ዘፅንሖ ውዕሊ ኮንትራት ዝፈረመ እንትኾን፤ ቁፅሪ 14 ማልያ ተኸዲኑ ክፃወት እዪ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!