ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ገበን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ መመሓየሺ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡
እቲ መመሓየሺ ኣዋጅ ብሰለስተ ተቓውሞን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ፡፡
እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓል መበል 37 ስሩዕ ኣኼቡኡ ዝተዛተየሉ ካሊእ ጉዳይ ብዛዕባ ረቂቕ ኣዋጅ ስታርታፕ እንትኸውን፥ እቲ ረቂቕ ኣዋጅ መርሚሩ ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!