ቤት ምኽሪ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ኣዋጅ ግብሪ እቶት ፌደራል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ዘትዩ ኣፅዲቑ።

እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ህፁፅ ኣኼብኡ ነቲ ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።

ብዙፋን ካሳሁን

 

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ መሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment