ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ካብ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውድብ ስምረት፥ ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6ተ ኣዋርሕ ምግምጋም ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ሒዙ ኣኼብኡ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
ብዛዕባ እቲ ፈላሚ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ውድብ ስምረት ልመራኽብቲ ሓፋሽ መብርሂይ ምላሽይ ልሃቡ ኣባል ስራሕ ኣፈፃሚይ ሓላፊ ሚዲያይ ኮሚኒኬሽንይ ብርሃነ ገ/የሱስ፥ ምድላው 7ይ ሃገራዊ መረፃ ካብቶም ኣጀንዳታት ዘትዩ ኣንፈት ዘቐምጠሉ እዩ ክብሉ ኣፍሊጦም።
ብሃይላይ መሓሪ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!