ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ ሓምሻይ ዓመት ዘበን ስራሕ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ነዚ ዕለት ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ዘትኡ ኣብ ምስላጥ ይርከብ።

ዳይሬክተር ኮሚኒኬሽንን ርክብ ህዝብን ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ተረፈ በዳዳ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ጉባኤ ዘፅደቖም ካልኦት ኣጀንዳታት አውን ብዝርዝር ተዛቲዩ ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትቢት ኣሎ።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment