ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ንኽንደይ ወናብር መረፃ ዘካይድ ይመስለኩም?

1. ክልል ሃረሪ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 36፤

2. ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 35፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 175፤

3. ክልል ሲዳማ …..ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 19፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 190፤

4. ሶማሌ ክልል …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 23፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 273፤

5. ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ …… ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 9፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 165፤

6. ክልል ትግራይ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 38፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 152፤

7. ክልል ኣምሓራ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 138፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 294፤

8. ኣዲስ ኣበባ ….. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 23፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ከተመ 158፤

9. ክልል ዓፋር …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 8፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 142፤

10. ክልል ኦሮሚያ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 178፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 537፤

11. ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 20፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል 171፤

12. ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 49፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል229፤

13. ድሬ ደዋ  …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ከተማ 189፤

14. ክልል ጋምቤላ …. ቁፅሪ ወንበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3፤ ቁፅሪ ወንበር ቤት ምኽሪ ክልል205፤

እቲ ቦርድ ብሓፈሻ ንባጥ ወከልቲ ፣ ንቤት ምኽሪ ክልል ከምኡ እውን ንቤት ምኽሪ ከተማ ን3273 ወናብር ከምዘወዳድር ይፈልጡ ዶ?

⚙️ንሶም ከ ይሰናዱ እናተሰናድኡ ድዮም?
⚙️ወኪሎም ይምረፁ!
⚙️ናቶም ድምፂ ዋጋ ኣለዎ! ይሰናድኡ!

Comments (0)
Add Comment