ኣዲስኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምንቅስቓስ ኣፍሪካኒዝም ዝፍለጡ ደቂ መራሕቲ ኣፍሪካ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡
እቶም በፃሕቲ ንሓድነት ኣፍሪካ መሰረት ዘንበሩን ንሓድነት ኣፍሪካ፤ ሰላምን ልምዓትን ምንቅስቃስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ስራሕቲ ዝፍለጡ ቀደምቲ ደቂ መራሕቲ እዮም።
እቲ ዑደት ወዲየፓትሪስ ሉሙምባ፣ወዲ ወዲ ኔልሰን ማንዴላ፡፣ወዲ ኩዋሜ ኑኩሩማን ካልኦት መጣየሽቲ ሕብረት ኣፍሪካን ምንቅስቃስ ፓንኣፍሪካኒዝም ተሳተፍቲ ስድራቤት ተረኺቦም፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገብርዎ ዑደት መዘከርታ ዓወት ዓድዋ፣ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ፣ ቤተ መዘክር ሳይንስን ፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደርን ክበፅሑ እዮም።
ብኣሸናፊሽብሩ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!