Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on June 28, 2023
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ኣብቲ በዓል ሃይማኖታዊ ስነስርዓታት ሶላትን ተኽቢራን ይፍፀሙ ኣለዉ።
ብኸድር ሁሴን
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ትኹረት ብዝሃቦ ምህርትን ኣፍራይነትን ምዕባይ ተኻኢሉ – ሚኒስትር ሕርሻ
መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ኣጀንዳታቶም የጠናኽሩ ኣለው
ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን
ኢትዮጵያ ሓዳሽ ኣድማስ ተስፋ እያ!
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
መደመር – ናይ ለውጢ መንግስቲ ፍኖተ ካርታ
Comments
(0)
Add Comment