ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ።

ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌቶች ሳሙኤል ፍሬው መበል ራብዓይ፣ ለሜቻ ግርማ ሻድሻይ፣ ጌትነት ዋለ መበልዕ 14 ደረጃ ብምሓዝ  ውድድሮም ዛዚሞም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment