ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና ኢሎም፡፡
ሚኒስትሪ ትምህርቲን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይቲ ፈልሲ ተኺሎም።
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን ተሓባቢርና ብምትካል ንደቅና ሓምለዋይ ሃገር ክነውርሶም ኢና ፤ጎደናታት ፕላኔት ፅቡቕ ገርና ንደቂ ሰባት ምችው ንምግባር ክንተግህ ኣለና ክብሉ ኣፅንት ሂቦም፡፡