ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ንታሪኻዊ ፀላእቲን ተለኣኣኽቶምን ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ናይ መወዳእታ ፈተነ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣመልኪቱ፡፡
ኣብዚ ናይ መወዳእታ ፈተነኦም ድማ ሽዱሽጸ ሜላታት ንምጥቃም ከምዝተበገሱ እቲ ቤት ምኽሪ ገምጊሙ፡፡
እዞም ሜላታት ድማ፡-
Ø ንሞት ዝደላለዩ ሓይሊታት ብረብሓ ምትእስሳር፤
Ø ንኢትዮጵያ ኣብ ናዕቢ ክትፀንሕ ምግባር፤
Ø ብፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝተበገሰ ዝፍጠሩ ቅሬታታታት ህዝቢ ንዓመፅ ምጥቃም፤
Ø ሕራነ ዝቕስቅሱ ኣጀንዳታት ምግዋሕ፤
Ø ሚዲያታት ናዕቢ ዝቕስቅሱ መሳርሒታት ምግባር፤
Ø ኣብ ሸርፊ ወፃኢን ሸቐጣትን ኢኮኖሚያዊ ሽርሒ ምስራሕ ኢዮም።